NEWS

አመራርሓ ትካላት ዓለምለኻዊ ባንኪ አምበሳን ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ተመያይጦም። ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዓለምለኻዊ ባንኪ አምበሳ ዝመፁ ላዕለዎት ሓለፍት ስራሕ ምስ አመራርሓ ትካልና ዘካይድዎ ቀንዲ ዒላማ እዚ ምይይጥ በሰንኪ ኩናት ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ክልተዊ ርክብ ብምጥንኻር በሓባር ንምስራሕ ዘተኮረ እዩ።

Read More

ማሕበር ክላስተር ፋሽን ተንከፍን ተዛመድትን ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ከባቢ መንደር ሚዘር ዘመናዊ ማእኸል ዕዳጋ/ሞል/ ብ 750 ሚልዮን ቅርሺ በጀት ስራሕቲ ኮንክሪት ንምህናፅ ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ሎሚ 01 መጋቢት ዉዕል ኣሲሩ::

 

Read More

ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየ ቱር ለካቲት ባንኪ ወጋገን ቅድድም ኮርስ ብሽክለታ ተባዕትዮ ብውልቀን ጋንታን ብዓብላላይነት ጋንታታት ኩባንያታት ትእምት ሎሚ ተዛዚሙ:: 

 

 

Read More

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣይተ ወረስ ገ/ፃድቃን ኣፈፃፅማ መደባት 1ይ ፍርቂ ዓመት 2016 ዓ/ም ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ብምትሕብባር ብመዳይ ፅርግያ ዝተሰርሐ ስራሕ ኣመልኪቶም ንቤት ምኽሪ መቐለ ኣብ ዘቕረብዎ ፀብፃብ ከምዚ ኢሎም

Read More

ሎሚ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ 3ይ መድረኽ መነወ- መቐለ 70 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ቅድድም ብሽክለታ ኣነስትዮ ቱር ለካቲት ወጋገን :
* ብዉልቀ:
1ይቲ- ፅጌካሕሳይ ካብ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ
2ይቲ- ቤተልሄም ዳኒኤል ካብ ትራንስ ኢትዮጵያ
3ይቲ- ቅሳነት ብርሃነ ካብ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ

 

Read More

ሱር ምስ ምምሕዳር መቐለ ብምትሕብባር ኣብ መቐለ ይሃንፆ ንዘሎ መንገዲ ኣስፋልት ብዝምልከት ብሓደ ዉልቀሰብ ተፃሒፉ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ንዝዘዉር ዘሎ ሪኢቶ ካብ ሱር ኮንስትራክሽን ፕሮጀክት መንገዲ መቐለ ዝተዉሃቦ ሞያዊ ምላሽ

 

 

Read More

ምምሕዳር መቐለ ብሱር ኮንስትራክሽን የህንፆ ካብ ዘሎ መንገዲ ኣስፋልት እቲ 12 ኪ.ሜ ተወዲኡ ብምኽንያት በዓል 11 ለካቲት ሎሚ ተመሪቑ

 

 

 

Read More

ካብ ክልል ኦሮምያን ፍንፍኔን ቀፂሉ ንፈለማ እዋን ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ጨንፈር ዝኸፈተ ባንኪ ገዳ ምስ መስፍን ኢንዳስትርያል ሓቢሩ ንምስራሕ ክታሙ ኣንቢሩ።
ማኔጂንግ ዳይሬክተር መስፍን ኢንዳስትርያል ኣይተ ተሰማ ግደይ ከምዝገለፅዎ መስፍን ኢንዳስትርያል ምስ ዝበፅሖ ከቢድ ዕንወት ፤ ምስ ባንኪ ገዳ ዝተገበረ ክልትኣዊ ስምምዕ ወሳኒ’ዩ ኢሎም።

Read More